በዓላትናን ኣውደኣመታትናን መግለጺ መንነትና ስለዝኾኑ ካብ በይንና ምስ ሰብና ኮይንና ኢና ከነብዕሎም ንደሊ፡

Source: Getty Images
ምጽንባል ኣገደስቲ ቤተሰባዊ፡ ባህላውን ሃይማኖታውን በዓላት ኣብ 2020 ምስ መምርሒታት ኣካላዊ ምርሕሓቕን እገዳታት ጉዕዞን ክጠዓዓሙን ክተዓጻጸፉን ኣድልይዎም’ዩ። ዋላ’ኳ ገለ ሰባት ምስ ፈተውቶም ደጊሞም ክራኸቡ ቀይድታት ክፎኽሱ ብሃንቀውታ ይጽበዩ እንተሃለው፡ ካልኦት ግን ነታ ብፍሉይ ተራር ዝነበረት ዓመት መኪቶም ዝሓለፉላ ንምብዓል ሓደስቲ መንገድታት ኣብ ምህንዳስ ተጸሚዶም ይርከቡ።
Share