ናይ ኣውስትራሊያ ቪዛኻ ምስዝወድቕ እንታይ ትገብር? (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Consequences of letting your visa expire

Source: Getty Images

ሓደ ሰብ ኣብ ውሽጢ ኣውስትራሊያ እንተሃልዩ እሞ ቪዛኡ እንተወዲቑ እንታይ ይገብር? ዘይሕጋውያንን ዜጋታት ዘይኮኑ ሰባት ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክእሰሩን ካብታ ሃገር ክጥረዙን ይኽእሉ'ዮም። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝወደቐ ቪዛ እንተሒዝካ እንታይ ትገብር?



Share