"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድPlay12:37Jemal Ekud Source: Suppliedኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (7.23MB) መምህር ጀማል እኩድ፡ ተቐማጢ ቪክቶሪያ ኮይኑ ኣብ ዞባ ናይ ቪክቶሪያ ኣብ በንዲጎ ከይዱ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ብምኽንያት ቅነ ስደተኛታት ብዛዕባ ተሞኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ።ShareLatest podcast episodesሓጸርቲ ዜናታት ኢስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሚያዝያ 2025)"ብዝሒ ስደተኛታት ጠንቂ ጸገም ቁጠባን ገዛን" ብሂላት ብዛዕባ ስድተኛታት ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ዝምልከት መጽናዕቲ ዶ/ር ማኑኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቭርሲቲSBS Examines፣ መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧ መጻእቲ ማሕበረስባት ኣብ'ዚ ምርጫ ከመይ ከድምጹ'ዮም፧ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ሚያዝያ 2025)