ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ግንቦት 2025)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ኣብ መላእ ጋዛ ፡ እንተላይ ኣብ ጃባልያን ክሃን ዮኒስን ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ኣየር፡ ብውሕዱ 80 ሰባት ከም ዝሞቱ ተፈሊጡ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ኣብ ኢንዶነዥያ ንሰለስተ መዓልቲ ምብጻሕ ክገብር ናብ ጃካርታ ገይሹ ፣ ዴንማርካዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ማድስ ፐደርሰን ፡ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ጂሮ ኢታልያ ተዓዊቱ ፣



Share