“ኮቪድ 19 ብሓድሽ ንኡስ ዓሌት ቫይረስ ኣብ መላዕ ዓለም ይላባዕ:

HOSPITAL COVID19 STOCK

ረቡዕ 6 ሓምለ 2022 ፡ ኣብ ጎልድ ኮስት ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎልድ ኮስት ፡ ማእከል መርመራ ኮቪድ-19 ። (AAP Image/Jono Searle) NO ARCHIVING Source: AAP / JONO SEARLE/AAPIMAGE

ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሓት ግዝኣታት በቲ ብ JN.1 ዝጽዋዕ ንኡስ ዓልየት ቪይረስ ኮቪድ ብብዝሒ ተዘርጊሑ ከምዘሎ ተፈሊጡ ። እዚ ዓልየት እዚ ኣዝዩ ተመሓላላፍን፡ ብቐሊሉ ንዚጥቃዕ ክፋል ህዝቢ ረዚን ክኸውን ይኽእል እዩ ። እንተኾነ መብዛሕትኦም ኣረጋውያን ኣውስትራሊያዊያን መደንፍዒ ክታበት ኮቪድ ብግዜኡ ስለዘይወሰዱ ፡ ኣብ ክኢላታት ሻቕሎት ይፈጥር ኣሎ ።



Share