ደቅኹም እዋን ለበዳ ሓሊፎም ናብ ሓድሽ ዓመተ ትምህርቲ ብሰላም ክሰግሩ ንምሕጋዝ

Kids piling Getty

Source: Thomas Barwick

በዓላት ወይ ዕረፍቲ ቤት ትምህርታት ክረምቲ ምስ ተወድኡ ናብ ስሩዕ ህይወት ቤት ትምህርቲ ምምላስ ንህጻናት ዘሐጉሶም ወይ ዘፍርሖም ግዜ ክኸውን ይኽእል’ዩ። ደቅኹም ናብ ሓድሽ ዓመተ ትምህርቲ ብጽፉፍ መታን ክሰግሩ ንወለዲ ዝኾኑ ገለ ምኽርታት ኣብ’ዚ ተዋሂቦም ኣለው።



Share