"ሓይሊ ኣየር፡ ሓይሊ ባሕሪ፡ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ሳይበርን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ንዝመፅእ ፀላኢ ዘይኽበስ ኮይኑ ተሃኒፁ ኢዩ" ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

Credit: Timon Reinhard/Unsplash
ዝኽሪ ኲናት ዓድዋ ኣብቲ ታሪኻዊ ቦታ ፕረሲደንት ትግራይ ኣብ ዘይብሉ፣ ወከልቲ ፌደራልን ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ዝተረኽቡሉ ተዘኪሩ ውዒሉ። "ሎሚ እውን ፀላእትና ካብ ዝተሰሓሓተ ስልሒት ኣይወጹን" ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ "ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ባሕሪ፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ሳይበርን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ንዝመፅእ ፀላኢ ዘይኽበስ ኮይኑ ተሃኒፁ ኢዩ" ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ መበገሲኡ ዓፋር ዝገበረ 5.2 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ዓዲግራት ፡ ዓድዋን መቐለን ውን ተሰሚዑ። ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ዝተመርሐ ልኡኽ፡ ኣብ ኣስመራ ዑደት ኣካይዱ። ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ኣብ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ዝጸሓፎ ሓሳብ ናይ መንግስቲ ቅዋም ከም ዘየንጸባርቕ ተገሊጹ።
Share