ኣብ ዓለም ናይ ፈለማ ምሉእ ብምሉእ ብሰብ ሰርሖ (ኣርተፊሺያል) ልቢ ተተኺልሉ ካብ ሆስፒታል ዝወጸ ሰብ ።

Credit: The artificial heart (SBS)
ሓደ ኣውስትራልያዊ ሰብኣይ ሰብ ሰርሖ ልቢ ተተኺልሉ ካብ ሆስፒታል ብምውጻእ ኣብ ዓለም ናይ መጀመርያ ሰብ ሰብ ዝሰርሖ ልቢ ዝተተኽለሉ ኮይኑ ኣሎ ። እቲ ሕሙም ፡ ኣብዚ ወርሒ ካብ ሓደ ለጋሲ ልቢ ቅድሚ ምርካቡ ፡ ንልዕሊ 100 መዓልቲ በታ መሳርሒት እዩ ክነብር ጸኒሑ ።
Share