እዚ ትሕዝቶ SBS Examines ኣካለ ስንክልና ንዘለዎም ሰባት ዘጋጥምዎም ፍሉያት ብድሆታት ክፍትሽ'ዩ።
SBS Examines: ስንክልና ንዘለዎም ሓደስቲ መጻእቲ ሰባት ኣውስትራልያ ከመይ እያ፧

Migrants with disability are exposed to health screening processes that could impact their ability to stay in Australia. Source: iStockphoto / Vukasin Ljustina/Getty Images
ተጣበቕቲ ኣካለ ስንኩላንን ክኢላታትን፡ ምስ ስንክልና ዝነብሩ ሓደስቲ መጻእቲ ናብ'ዚ ሃገር፡ ድሑር ባህላዊ ኣረኣእያታትን ሕግታት መጻእቲን (ማይግሬሽንን) ኣዝዮም ንጹላትን ግሉላትን ይገብርዎም ይብሉ።
Share