ኢትዮጵያውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓና ጃላቡ ተገልቢጠን ሃለዋት 180 ሰባት ጠፊኡ ። (ጸብጻብ)

SBS Tigrinya Homeland Report

Credit: Timon Reinhard/Unsplash

ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ ኣብ ርያድ ተመያዪጦም ። ኣብ ትግራይ ብኣዘዝቲ ግንባር ዝግበር ዘሎ ምንቕስቓስ ብኣግኡ ደው ክብል ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ሓቲቱ። ኣብ ትግራይ መስርሕ (DDR) ኣብዚ ሰሙን ዳግም ከምዝጅመር ሃገራዊ ኮምሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ ። ኢትዮጵያውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓና ጃላቡ ተገልቢጠን ሃለዋት 180 ሰባት ጠፊኡ ።



Share