ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ኣብ ኣፍ ሞት ዝጸንሑ ስደተኛታት ረዳኢት መርከብ ረኺቦም። (ጸብጻብ)

Credit: Timon Reinhard/Unsplash
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ዕዉት መጥባሕቲ ዓይኒ ኣብ ሆስፒታል ናቕፋ ከም ዝተኻየደ ተገሊጹ። ትካል መዕቆብን መድሕንን ጉዱኣት ኣካል ኵናት ትግራይ 54 በዓል 3 እግሪ ናይ ኤለክትሪክ ሞተራት ንሓርበኛታት ጉድኣት ኲናት ተጋደልቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። ወከልቲ ሰራዊት ትግራይ ናብ ቤት ምኽሪ ክኣትው ጊዚያዊ ቤት ምኽሪ ትግራይ ዳግማይ ፀዊዑ። ኣብ ክልል ኣምሓራ - ንሰደድ ሰሊጥ ዝጸዓና መካይን ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ህይወት ሰባት ጠፊኡ ግዳይ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝኾነ ፋብሪካ ሽኮር ከሰም ትካሉ ይዓጹ፡ ኣሽሓት ሰራሕተኛታት የፋኑ ከምዘሎ ተገሊጹ።
Share