ኮቪድ-19 ንኣገባብ ሓዘንና ይቕይሮ ኣሎ።

How COVID-19 has changed the way we grieve

Source: Getty Images

ኣብዚ ዘለናዮ ኩነታት ዓለማዊ ለበዳ፡ ኣባላት ቤተሰብናን መቕርብናን ብሞት ክፍለዩና ከምቲ ኣብ ንቡር ኩነታት ንገብሮ ዝነበርና ክንገብር ስለዘይከኣለና ንሓዘና ዝያዳ የኽብዶ ኣሎ። ምስዚ ኩነታት ንምኻድ ኣብዚ ብምኽንያት ኮቪድ -19 ዘሎ ቀይዲ ዝኸይድ ሰባት ሓዘኖም ዝገልጽሉ ዝተፈላለዩ ሜላታት ይጥቀሙ ኣለዉ።



Share