“ምዑዝ፡ ልዕሊ 300 ደቂ ኣንስትዮ እናሰርሓ ሞያ ዘማዕበላሉ ዕድል ዝፈጠረ ትካል እዩ።” ሳባ ኣብርሃም

Saba Abraha Local Hero 2022 Queensland Source: Supplied
ኣብ ኲንስላንድ ብዝገበረቶ ኣገልግሎታት ንማሕበረሰብ ሎካል ሀሮ (Local Hero 2022 Queensland) ተባሂላ ብፕሪሜር ኣንስተሻ ፓሊዤ ምስ እተሸለመት ሳባ ኣብርሃም፡ ብዛዕባ ትካል ምዑዝን ዝህቦ ዘሎ ኣገልግሎትን ትዛረብ።
Share