"ስራሕ ንምርካብ ዝጽገሙን ስራሕ ንኽሕዙ ኢና ንሕግዝ።" ልኡል ፍስሃ

Leul Fesseha Source: Supplied
ኣብ ቪክቶሪያ ኣብዝተፈላለዩ ሲቲ ካውንስላት ብመንግስቲ ዝምወል ስራሕ ንምርካብ ዝጽገሙ ዓበይቲ፡ ብስደት ዝመጹ፡ ኣብ ወጻኢ ሞያ ሒዞም ንዝመጹን ዝሕግዝ ትካል ኣሎ። ኣቶ ል ኡል ፍስሃ ኣብ ሓደ ካብ ናይ ቪክቶሪያ ሲቲ ካውንሲል ዝኾነ መልተን ኣብ ጆብ ቪክቶሪያ ኣድቮኬት ዝሰርሕ እዩ። እቲ ፕሮግራም ብኸመይ ንማሕበረሰባት ስራሕ ንምርካብ ከምዝሕግዞም መብርሂ ሂቡና ኣሎ።
Share