"ኣብዚ ኲናት ተጋሩ ጥራይ ዘይኮነ ኤርትራዊያን'ውን ግዳያት ኮይኖም ኣለዉ።" ግዱሳት ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያዊያን

Source: Getty Images
ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ገለ ግዱስት ኤርትራዊያን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ዝጽውዕ መልእኽቲ ናብ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንምቕራብ ተበግሶ ወሲዶም ኣለዉ፡ ካብ ኣበገስቲን ኣወሃሃድቲን ናይቲ ተበግሶ ን ኣቶ መዝሙር ፍስሃየ ካብ ከተማ ፐርዝ፡ ን ኣቶ ብርሃኒ መሓሪ ካብ ከተማ ብርዝቤን ብዛዕባቲ ዝገብርዎ ዘለዉ መብርሂ ሂቦም ኣለዉ።
Share