ርሕቀትኩም ሓልው፡ ገዛ ኮፍ በሉ፡ ንህበኩም መምርሒ ተኸተሉ፡ እንተጥሒስኩሞ ግን ሰፍ ዘይብል ገንዘብ ክንቀጽዓኩም ኢና።Play09:28 Source: AAPኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (17.35MB) ፈደራል፡ ግዝኣታውን ዶባዊ ምምሕዳራት ኣውስትራልያ ሃገራዊ መጠን ሞት ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ብቐጻሊ እናለዓለ ምስ ከደ ዝያዳ ትርር ዝበሉ ስጉምታት ክወስዱ ይውጥኑ’ለው።ShareLatest podcast episodesዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ግንቦት 2025)ጽገ ዱጉማን በሪሁ ኣረጋውን ኣብ ሻንግሃይ ተዓዊቶም፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ማዕረ ክትወጽእ ሓጊዙ፣ሰልፊ ዕዮ ኣውስትራሊያ ኣብ ምርጫ 2025 ብገፊሕ ተዓዊቱ፡ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ገደብ ሓሳብካ ምግላጽ ስክፍታ ቀሪቡ፡ ኤርትራ ድማ ብናጽነት ፕረስ ፡ ካብ 180 ሃገራት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ።