ኣፍሪቃውያን መንእሰያት ኣውስትራሊያዊያን ካብቲ ካልእ ማሕበረሰብ ንላዕሊ ብብዝሒ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይርከቡ ። ንምንታይ?Play17:39 Source: SBSኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (23.13MB) ነዚ ዝምልከት ዝቐረበ ሓሳብ ምርኩስ ጌርና ምስ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ መብርሂ ወሲኽና ኣቕሪብናዮ ኣለና።ShareLatest podcast episodesዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ግንቦት 2025)ጽገ ዱጉማን በሪሁ ኣረጋውን ኣብ ሻንግሃይ ተዓዊቶም፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ማዕረ ክትወጽእ ሓጊዙ፣ሰልፊ ዕዮ ኣውስትራሊያ ኣብ ምርጫ 2025 ብገፊሕ ተዓዊቱ፡ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ገደብ ሓሳብካ ምግላጽ ስክፍታ ቀሪቡ፡ ኤርትራ ድማ ብናጽነት ፕረስ ፡ ካብ 180 ሃገራት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ።