ኣብ ሓድሽ ሃገር መጺኻ ከይጽምወካ እንታይ ትገብር

Loneliness

Source: Getty Images

መሰናኽላት ቋንቋ፡ ባህላዊ ፍልልያት፡ ምፍላይ ካብ ቤተሰብን ኣዕሩኽን ገለ ካብ ምኽንያታት ንምንታይ ብዙሓት ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ጽምዋ ይስምዖም’ዮም። ኣብ ከተማታት ሲድኒን መልበንን ምስ ስደተኛታት ዝተሓጋገዛ ማሕበራት ብዙሓት መደባትን ተበግሶታትን የቕርባ።



Share