ዕላል ምስ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብናይ ዶክትሬት ማዕርግ ዝተመረቑ ሰብኣይን ሰበይቲን።

Dr. Atsede and Dr. kaHsu Source: Supplied
ኣብ ሓደ መዓልቲ ሰብኣይን ሰበይቲን ናይ ፒኤች ዲ ትምህርቶም ዛዚሞም ምስዝተመረቑ ምስ ዶ/ር ካሕሱ ገብረክርስቶስን ዶ/ር ኣጸደ ፋንታሁንን ዝተገብረ ዕላል’ዩ። ቐዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share
Dr. Atsede and Dr. kaHsu Source: Supplied
SBS World News