"ነቲ ብዙሕ ጸገማትና ዝኸውን ናይ መንግስቲ ብዙሕ ሓገዝ ኣሎ፡ ክንቀርብ ጥራይ'ዩ ዘለና" ናይዚ ዓመት ናይ ቪክቶሪያ ማልቲካልቹራል ሽልማት ተዓዋቲ ኸሊል ዓሊ ኸሊል

Khalil Ali Khalil with Victorian Multicultural Commissioner Viv Nguyen AM Source: Yassin Mussa
ኣቶ ኸሊል ዓሊ ኸሊል ካብ መራሕቲ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ቪክቶሪያ እዩ። ንሱ ኣብዝተፈላለዩ እዋናት ብፍላይ ምስ ምኽሳት ኮቪድ-19 ንህዝቢ ኣብ ምሕጋዝ ብዝገበሮ ኣበርክቶ ናይዚ ዓመት ተሸላሚ Refugee Advocasy 2021 Award ኮይኑ ኣሎ። ብዛዕባ ዝተዋህቦ ሽልማትን ዝሰርሖም ንጥፈታትን ኣዕሊሉ ኣሎ።
Share