ዕለታዊ ዜና 09 ነሓሰ 2021 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News

Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ተወሳኺ 283 ብኮሮናቫይረስ ዝመሓላለፉ ሰባትን ካልእ ሞትን ከምዘጋጠመ ተረጋጊጹ። **** ብዙሕ ከባቢታት ሱዳን ብማይ ኣጥለቕሊቑ። ***** ዉድድራት ኦሎምፒክ ተዛዚሙ



Share