ዕለታዊ ዜና 2 ነሓሰ 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኒው ሳውዝ ዌልስ 207 ብኮቪድ-19 ዝተታሕዙ ከምኡ "ውን እንተወሓደ 50 ካብቶም ኣብ እዋን መልከፍቶም ኣብቲ ዉሽጢ ማሕበረሰብ ዝጸንሑ'ዮም። ** ሓይልታት መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ፡ ሰንበት [1 ነሓሰ] [ኣብ ሓያሎ ዓበይቲ ከተማታት ፡ ኣንጻር መጥቃዕቲ ጣሊባን ተቓሊሶም።
Share
Source: Getty Images
SBS World News