ሓደጋታትካ ምምዝዛን፡ ኣብ ግዜ ጥሉል ሳመር ካብ ሓደጋ ውሕጅ ንምድሓን ብኸመይ ትዳሎ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images
ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ኣውስትራሊያ ዓቐን ማይ ልዕሊ ገምጋማዊ መጠን ስለዝኸውን ኣውስትራሊያ ጥሉል ሳመር ብደሓን ክትሰግሮ እጅገኣ ትስብስብ ኣላ። በዚ ኸኣ ህዝቢ ኣብ ጥቓ ዉሕጅ ዝዝውተሮ ከባቢታት ጥንቃቐ ክገብሩ ኪኢላታት ምኽሮም ይልግሱ።
Share
Source: Getty Images
SBS World News