ደቂቕን ንኡስ ቢዝነስን ብኦንላይ ንኽሰርሓልካ እንተይ የድልየካ? ( ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 ብዙሓት ንኣሽቱ ቢዘነሳት ህላውነቶም ንምርግጋጽ፡ ኣብ ስርሖም ሓድሽ ዲጂታዊ ስትራተጂ ኣተኣታትዮም እዮም። ንረብሓ ተዋዳዳራይ ምዃን፡ ናይ ምትዕጽጻፍ ክእለት ምጥራይ፡ ፈጠራዊ ኣተሓሳስባ ምህላውን ኣብ ናይ ድጂታዊ ክእለት ቢዝነስ ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገጽ ከምዝኾነ ኪኢላታት ዲጂታዊ ቢዝነስ ይዛረቡ።



Share