ሰላሕታ ቀታሊ፡ ምዉቕ ንፋስን መጒዳእቲ ቆርበትን ኣብ እዋን ሳመር። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ኣውስትራሊያ ኣብ ወርሒ ሕዳር፡ ኣብ ታሪኽ ካብዝተመዝገበ ዝለዓለ መጠን ሙቐት ተመዝግብ ኣላ። ንፋስ ላኒና (La Niña) ጠሊ ዝሓዘ ወቕቲ ሳመር ሒዙ ይመጽእ እንተሎኳ፡ ቤት ጽሕፈት መትሮሎጂ ብወገኑ ማዕበል ሙቐት ንነዊሕ እዋን ክጸንሕ ምዃኑ ገሚቱ ኣሎ። ምስ ሙቐትን ጸሓይን ዝመጽእ ጸገም ጥዕና ንምክልኻል ኪኢላታት መጠንቀቕታ ይህቡ ኣለዉ።



Share