ጽልዋ ኮቪድ-19 ኣብ ባህርያት ምጥላዕ/ጋምብሊንግ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images
ብሰንኪ ለበዳ ዝሰዓበ ዕጽዋ፡ ብ ኣካል ከይድካ ምጥላዕ ወይ ጋምብሊንግ ምግባር ዘይከኣል እንተኾነኳ ኣብ ምጥላዕ ዝዋፈር ብዝሒ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣይጎደለን። ብ ኦንላይን ጠላዕ ዝጻወቱን መጻወቲ ጠላዕ ኣፕ ኣብ ሞባይሎም ዘውርዱ ብዝሒ ኣብ ግምት ኣእቲኻ ብፍላይ ኣብ ጋምብሊኒግ ዝሳተፉ ብዝሒ መንእሰያት ሪኢኻ እቲ ኩነታት ኣዚዩ ዘሻቕል ኮይኑ ኣሎ።
Share