ኣብ ትሕቲ ኮቪድ-ደሓን ናብ ስራሕካ ምምላስ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ሓድሽ መጽናዕቲ ከምዝሕብሮ ክልተ ካብ ሓሙሽተ ኣውስትራሊያውያን ኣብ ቦታ ስርሖም ብዛዕባ ጽሬት ክግደሱ ከለው ልዕሊ ርብዒ ግን ካብ ምጅማር ለበዳ ኣትሒዞም ብዛዕባ ጀርምታት ክጭነቑ ። ብዙሓት ሰራሕተኛታት ናብቲ ብኣካል ዝመጹሉ ቦታ ምስ ተመልሱ: ኣብ ናይ ሓባር ቦታታት ስራሕ ምስራሕን ግዜኻ ምሕላፍን የጨንቐካ ድዩ ?



Share