ትዉምባ 4፡ ጽዋ ክልተ ዓለምPlay08:12gooኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (3.76MB) ቀደም ኣብቲ መስመር ደብዳበ ይኹን ተለፎን ዘይነበረሉ እዋን፡ ኣቦታትና ፍቕሮም ንምግላጽ ሃለዋቶም ንምፍላጥ ክንደይ ይሽገሩ ከምዝነበሩ ንምፍላጥ ኣዚዩ ኣጸጋሚዩ። ንገለ ግና እቲ ኩነታት ክሳብ ክንደይ ሺሻዮም ይሰር ዓሎም ምንባሩ ንምርዳእ እዛ ትስዕብ ዛንታ ሹምባሽ ጻዕዱ ምስማዕ ኣኻሊዩ.....ShareLatest podcast episodesዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ግንቦት 2025)ጽገ ዱጉማን በሪሁ ኣረጋውን ኣብ ሻንግሃይ ተዓዊቶም፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ማዕረ ክትወጽእ ሓጊዙ፣ሰልፊ ዕዮ ኣውስትራሊያ ኣብ ምርጫ 2025 ብገፊሕ ተዓዊቱ፡ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ገደብ ሓሳብካ ምግላጽ ስክፍታ ቀሪቡ፡ ኤርትራ ድማ ብናጽነት ፕረስ ፡ ካብ 180 ሃገራት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ።