ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧

Demonstrators march on the streets during an unauthorized protest against the coronavirus measures, in Berlin, Germany, Source: EPA
ኣብ ጀርመንን ጃፓንን ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናን ሓድሽ ሕግታት ዶብን ተቓውሞታት ይጎሃሃር ኣሎ ፡ ኣብ ኣመሪካ ድማ ብዛዕባ መጠን ክታበት ሻቕሎት ከምዘለዎም ላዕለዋይ ክኢላ ሕማማት ይገልጽ ። ይኹን እምበር ፡ ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ፡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ፡ እቲ ለበዳ ካብ ዝጅመር ንፈለማ ግዜ ናብ ጐደናታት ለንደን ይምለሱ ስለ ዘለዉ ፡ ውዕዉዕ ስምዒት እዩ ዘሎ ።
Share