ኣብ ግዜ ኮቪድ ዓበይቲ ሰባት ሞያ ክቕይሩ ዘሎ ተኽእሎ፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Viva for Podcast: Making a career change amid COVID-19

Source: SBS

ቅድሚ ለበዳ ምጅማሩ፡ ብዕድመ ዓበይቲ ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ስራሕ ዓለም ከይቁጸሩ ጸገም የጋጥሞም ኔሩዩ፡ ኣብ 2018 ብ ትካል ሓይሊ ሰብ ኣውስትራሊያ (the Australian Human Resources Institute) ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዝገልጾ፡ 68 ሚእታዊ ኣስራሕቲ ዕድሚኦም ልዕሊ 50 ዓመት ንዝኾኑ ሰባት ክቖጽሩ ከምዘይደልዩ ገሊጾም ኔሮም።



Share