ዘይሓሙ ሰባት ዘዘውትርዎ ባህርይ

Source: Getty Images
ኣብ እዋን ለበዳ ገለ ሰባት ጥዑያትን ምስምሉእ ሓይሎም ዘሕልፍዎ ክህልዉ’ከለዉ፡ ብኣንጻሩ ዝሓሙ ወይ ሞራሎም ዝስበር ዝህልዉ ንምንታይ እዩ? ምስጢር ናይቶም ብዙሕ ኣብ ሓፈሻዊ ጥዕናኦም ዝሓሹ ሰባት ኣተሓሳስባኦም ንመላእ ጥዕናኦም ከም ቀንዲ ረቛሒ ጌሮም ይሓስብዎ።
Share
Source: Getty Images
SBS World News