ኣብ ሬድዮን ዲጂታል ቴሌቪዥንን ኣብ ኣውስትራልያ መደባት ኤስቢኤስ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ኣብ SBS Radio1, SBS Radio2 and SBS Radio3 ክስምዑ ይኽእሉ፡
መርበባት ሓበሬታትና ዜናታትን ሓበሬታታትን ኣብ ነናተን ገጽ ብ68 ቋንቋታት የውጽኣ።
ብቐጥታ ክትሰምዕዎም ዘይከኣልኩም ወይ ከኣ ኩሎም ዝሓለፉኹም መደባት ብመንገዲ ፖድካስት'ውን ክትሰምዕዎም ትኽእሉ ኢኹም። ኩሎም ፖድካስታት መደባት ቋንቋታት፡ እዋናውያን ዜናታት፡ ዛንታታት ማሕበረሰባትን ዘዘናግዑ ትሕዝቶታትን ብነጻ ኣብ ወይ ከኣ ኣብ'ቲ እትመርጽዎ ፖድካስት ዝዝርጋሓሉ ወይ እትሰምዕሉ መድረኻት (ጉግል፡ ኣፕል፡ ስፖቲፋይ፡ ወዘተ) ተቐሚጦምልኩም ኣለው።