"ምምህርና ፍልጠትካን ትምህርትኻን ንኽትውስኽ ዝሕግዝ ሞያ እዩ።" ዝርርብ ምስ መም/ ጀማል እኩድ

Jemal Ekud Source: Supplied
መምህር ጀማል እኩድ፡ ተቐማጢ ቪክቶሪያ ኮይኑ ኣብ ዞባ ናይ ቪክቶሪያ ኣብ በንዲጎ ከይዱ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ብምኽንያት ቅነ ስደተኛታት ብዛዕባ ተሞኩሮኡ ዘካፈለና ካል ኣይ ክፋልን ናይ መወዳእታን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share
Jemal Ekud Source: Supplied
SBS World News