ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዖማን ናብ ኤርትራ በጺሑ.... ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መጋቢት 2025)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ንሎሚ 25 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኣርእስታት: ** ካብ ቨንዙወላ ነዳዲ ዝዕድጋ ሃገራት ተወሳኺ ግብሪ ክኸፍላ ከምዝግደዳ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጡ። ** ሎሚ ምሸት ፌደራል ባጀት ኣብዝግለጸሉ መንግስቲ ዕዳ ከምዘለዎ ዝግለጽ እኳ እኾነ እንትነ፡ ፈደራላዊ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ግና ዕዳኡ ንምኽፋል ንዘለዎ ታሪኽ ይከላከለሉ ኣሎ ... ** ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዖማን ናብ ኤርትራ በጺሑ።....



Share