ካብ ስርቂ ምሕላው፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ስርቅን ምጥፍፋእን ምርዳእ።
Credit: Credit: South_agency/Getty Images
ቤትካ ወይ ትሰርሓሉ ቦታ ስራሕካ እንተ ዘይተሰይሩ ፡ ዕድለኛ ክትከውን ኣልካ ። ንሰረቕቲ ምርሓቕ ዝብል መልእኽቲ ካብ ሰራሕቲ መፋትሕን ክኢላታት ጸጥታን ካብ ነበርቲ ኣውስትራልያን ብተደጋጋሚ እትሰምዖ መልእኽቲ እዩ ። እንተዀነ ግን: ስርቂ ብሕጋዊ ዓይኒ ክርአ ከሎ እንታይ ማለት እዩ ? ንገዛእ ርእስኻ ብኸመይ ኢኻ ኽትከላኸለላ እትኽእል ? እቲ ዝኸፍአ እንተ ኣጋጢሙኸ ፡ እንታይ ደገፍ እዩ ዘሎ ? ድሕንነትን ውሕስነትን ምእንቲ ክህልወካ ፡ ነአዚ ኣገዳሲ ሕቶታት እዚ ክንምልሶ ኢና ።
Share